Description:
ትግርኛ
መርዓኩም ብዝቀለለን ብዝጸፈፈን መንገዲ ንምህላፍ ዘደሊ ናይ ሓሳባትን ተግባርን ምድላውን ንምግባር ዝህግዝ ኣገልግሎት ንህብ።
እንህቦ አገልግሎት ኦንልይን ኮይኑ ን አብዝኮነ ኩርናዕ ኣለም ዝርከብ ሃበሻ ነገልግል: ብ ዋትስኣፕ ክትረኽቡና ብትሕትና ይሓትት።
ኣገልግሎትና ብ3 ቋንቋታት ( ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን) ንህብ ።
ንቀዳሞት 3 ናይ ነጻ አገልግሎት ክንህብ ኢና !!