ነቢይ ሓበሻ

Ethiopia
November 11, 2022
Views: 196
  • Report
    Report This Listing
    Login Required
  • Download
  • Print
  • Bookmark
  • Share
    Share This Listing
images
images
images
images
imageimageimageimage
Description:

ናብ ነቢ ሓበሻ እንቃዕ ደሓን መጻኩም እናበልኩ ብዝደለኩሞ ፋሽን ናይ ሓበሻ ክዳዉንትን ከምኡ ዉን ናይ ሓበሻ ማለት ባህላዊ ንብረት ከም በዓል ስፈታትን ማሕዘልን፡ ከምኡዉን ዓይነት መግቢ ሽሮን በርበረን ንበይኑ ቀመማት ሽሮን በርበረን ከምኡ ዉን ናይ ስዋን ጣይታን ሓርጭ ማለት ዳጉሻ ናይ ስዋን ናይ ጣይታ ጻዕዳን ቀይሕን ዝመረጽኩሞ ዓይነት ሓርጭን ፡ ናይ ስዋ ምለሊካት ......ወዘተ። ኣብ ዝሓጸረ መዓልቲ ኣኣብ ዘለኩሞ ሃገራት ካብ ኣዲስ ኣበባ ኢቶጵያ ክንልእከልኩን ቁሩባት ኣለና ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻ ብ what's up ርከቡና ብደሓን ምጹ።

Contact Information
Categories:   
Address: ETHOPIA, ETHOPIA addis ababa, Ethiopia, ኣዲስ

Post New Review

Related Listings
Shedule a Test Drive
No form yet! You should add some...
Apply For TradeIn With Us
No form yet! You should add some...
Send Your Bid
Send Message