Description:
Electrician
• ኣብ ናይ ስራሕ መኪና ( transport car ) ተወሳኺ መብራህትታን ካመራን ይገጥም ወ. ዘ. ተ....
• ኣብ ትካላት / ኣብ መንበሪ ገዛ አለክትሪክ ይዝርግሕ
• ሓዲሽ መብራህቲ ይሰቅል / የመዓራሪ, ተወሳኺ ሶከት ውን ይገጥም
Plumber
• ናይ ኣቁሑት ሓጻቢት ( dishwasher) ይገጥምን ትቦታት ውን ይዝርግሕ
• ናይ ክሽነ / ናይ ሻወይ ቡንባታት የመዓራርን ይገጥምን
House renovation ገዛ ምሕዳስ
• መንበሪ ገዛ / ትካላት የሐድስ፡ ኣስካላ ናይ ገዛ የመዓራርን ቀለም ውን ይለክን, ክሽነ / ክፍሊ ገዛ ብመንደቅ ናብ ክልተ ክፍልታት ይፈልዮ, መንደቅ ቀለም ይለኪ, መጋረጃ ይሰቅል, ላሚናት ይገጥም
• ናይ ገዛ ንብረታት የገጣጥም ንኣብነት፡ ከም ናይ ( Ikea / Leen Bakker ንብረታት ) ናይ ክዳውንቲ ኣርማይዶታት / ናይ ሳሎን ንብረታት የገጣጥም, ተለቪን ይሰቅል ወ.ዘ.ተ.....
ዘሕጉስ ኣገልግሎት ክህበኩም ድሉው እዩ። ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም ብተለፎም/ ብኢመል ርኸቡኒ።
Contact Information
Categories:
Electrician
Plumbing
Phone:
0684431134
Address:
Zuid holland, Dordrecht, , Netherlands,
Email:
geriamanuel7@gmail.com