Description:
ብዝሓሸ ዋጋ ኣዝዩ ቅዱስን ጽፉፉን ራብሻ ይኩን ካልእ ዝርብሽ ዘይብሉ ሰላም ዝኮነ ጌስት ሃውስ ኣድራሻና ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ማሞ ቦለ ሚኪኤል ዝወስድ ቅዱስ ዮስፍ ቤተክርስርታን 10ደቂቅ ንቦሌ ወይ ንመዕርፎ ነፈርቲ እዩ . ዝደለክሞ ብዓል 1/2/3/4/5 መደቀሲ ኣለኩም ሓድሽ ገዛ ምስ ሓድሽ ንብረት ኢንተርነት ናጻ ሓጻቢት ማሺን ናጻ እትሓጽብ ሰራሕትርኛ ውን ተደሊኩም ናጻ ብዝተፈላለየ ካልእን ክንቅርበልኩም ድልዋት ኢና መክሰብና ከዳምነት ዕግበት ዓማዊልና እዩ ብዝያዳ ናብዚ ብምድዋል +251946121186 ርከቡና።
ብድሓን ምጹ !
Contact Information
Address:
Addis abab, , Ethiopia,